ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘርኢ ኣሕምልቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 19, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ምስቲ ንግዲ ፈቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ዝሓዝኩም
4 ፕሮፎርማ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም አቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 01 መዓልቲ ዝድለ ንብረት ክተረክቡ ትክእሉ
5 ነጋዶ ናይ መወዳዳሪ ደኩሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንፈሎም /ፖስታ / ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረይ ምምሕዳርን ካብ ዕለት 19/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 21/6/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ
6 ፕሮፈርማ ዕለት 22/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተኣሺጉ ኣብቲ ዕለት 4:30 ይክፈት ስለዚ ኣብቲ ዝተገለፀ ማይፀዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ስለዝክፈት መፂእኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም
7 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ መወዳደሪ ደኬሜንት ከምዉዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክፈልጥዎ ይግባእ
8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770388 / 091478 56 49 ደዊልካ ክሓቱ ይክእሉ