ንካልይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ መሬትን መኣድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት / ዲኮር ኣቅሓ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 14/6/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 14/6/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 12, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ኮንፎርት ዳብል ማክ | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 02 | ||
2 | ዉልፊት ጨርቂ | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 02 | ||
3 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 04 | ||
4 | ቨታ ሳዳች ተነፋሒ | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 04 | ||
5 | መረጋገፂ 3D | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 02 | ||
6 | መሪ ከቨር TDR | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 02 | ||
7 | ምንፃፍ ታፒሰሪ ሌዘር | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ሜትሮ | 8 | ||
8 | አስቲኬር | ብእስፕስፊኬሽን መሰረት | ጥቅል | 03 |
ኣብ አየር ዝፅነሕሉ መዓልቲ ካብ 12/6/2016 ዓም ክሳብ 14/6/2016 ዓም