ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣዲስ ጎማ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 12, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/6/2016 ዓም ክሳብ 22/6/2016 ዓም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ  ዕለት 22/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተቁ

ዝርዝር መግለፂ

በዝሒ

ዝድለ ዓይነት

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

ናይ መኪና ኣዲስ ጎማ

05

750 –R16 12PR

ጨረታ መደብ

s