ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ብዘርፉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዞ ኮፒ
3ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
5 ዝተኣዘዘ ስራሕምስ ንብረቱ አሸናፊ ኮይኖም እንትቀርቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ የረከቡ
6ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 7/6/2016 ዓም ክሳብ 12/4/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ይከዉን
7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስ/ቁ 0344418556 ወይም 0914786075
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መጠን | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | Battery | 12V100 Amp | pcs | 01 | |||
2 | Battery | 12V 70 AMP | pcs | 01 | |||
Grand Total | |||||||