ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2016 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ----
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ / መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | HDD/ሃርድ ዲስክ/ Desktop computer | 500 GB | ቁፅሪ | 05 | ||
2 | HDD /ሃርድ ዲስክ/ laptop computer | 1TB | ቁፅሪ | 01 | ||
3 | RAM PC3 | PC3 | ቁፅሪ | 06 | ||
4 | Keyocera printer p240dn | Formater Board | ቁፅሪ | 01 | ||
5 | Keyocera printer p240dn | Power supply Board | ቁፅሪ | 01 | ||
6 | Hp printer pro M400DN | Formater Board | ቁፅሪ | 01 |
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ላብ ዝወፀሉ ዕለት 6/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 8/6/2016 ዓም 9:00 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 8/6/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባየነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ አለዎም
4 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋ ን/ምምሕዳርን ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል