ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ሽፈራት ፈተንቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 4, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: ---
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

ምልኸታ ፕሮፎርማ


ናይ ወርሒጥሪ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ሽፈራት ፈተንቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ካብ መንገዲ ትራንስፖርት ናይ ተሽከርከርቲ መሰልጠኒ ፍቃድ ዘለዎ /ከቅርብ ዝኽእል፡፡

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1ናይ ኣምቡላንስ ሽፈርብናይ ቢሮና መኪናብቁፅሪ02

እንክተሎም መምርሒ:-

1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 30/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 4/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::

2 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 | እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ጨረታ መደብ

s