ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ Welding Transformer በዝሒ ኣርባዕተ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂ መሰረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 22 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 13 የካቲት 2016 ዓም ክሳብ 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፈልኩም ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና
እቲ ጨረታ 14 ለካቲት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት