ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2016 9:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ዝተሰናደአ ጨረታ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝርከቡ ፋብሪካታቱ ኣብ ኣዲሰ አበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ዝርከብ ፋብሪካ ዳቦን ሑርጭን ዘስርሖ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ንሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዓዲጎም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ናብ ዝተሰናደአ ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ
2 ከምእዉን ኣብ ሃዋሳ መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ፋብሪካታቱ ንዝረከቡ ተጫረቲ ኣብቶም ፋብሪካታት ኣብ ዝርከቡ ክፍሊ ዕድጊት ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል መሊኦም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ነቲ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ ንዕድም እቲ ጨረታ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
3 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ