ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ሰራሕተኛታት ባጅ | ብዝቐረበ ዝርዝር ዕሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ /መሉእ ስምን ሓለፈነትን አደራሻን ኩሉ ዘማለአ /ኤሌትሮኒክ/ | ቁፅሪ | 10 | |||
| 2 | ክቢ ማህተም | ብዝቐረበ ዕሑፍ መሰረት ተገይር ዝስራሕ /ፍላሽ/ | ቁፅሪ | 02 | |||
| 3 | ቲተር | ብዝቐረበ ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ /ፍላሽ/ | ቁፅሪ | 05 |
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 14/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት ፡፡
3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ። ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን
4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡
6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡ ⇨ ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ዘ
8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡ ምስ ሰላምታ 0344-406747/0344-408501/0344-406839