ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬት መስርሒ ማሽን ሞልድታትን ቴራ ብሚዲፊክ ንከስርሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2016 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

በዚ መሰረት

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል 

➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኽእል

➢ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 10/05/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምር ዝኸእል

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ ተወዳደርቲ ቅድሚ ዋጋ ምምለኦም ብኣካል መፂእካ ናይታ ማሽን ዓይነት ክሪኡ ኣለዎም

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቁ 0914786059 ወይ 0914755232 ምሕታት ይከኣል

ተቁዓይነት ኣቅሓመፀቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመለለዪ /specification/
1ሞልድ ናይ ቴራዞ ቅርፂ መውፅኢቁፅሪ1Terazo 40*40cm 12mm iron
2ሞልድ ናይ ብሎኬት ቅርፂ መውፅኢቁፅሪ1HCB six shapes 20,15,10 with 12mm iron/ሰለስቲኡ ኣብ ሓደ ሞልድ/
3Compressor ኮምፕረሰር/ቁፅሪ1ናይ ብሎኬት ቅርፂ ዝፀቅጥ ኣብ ማሽን ዝግጠም ሞዲፊክ 12mm iron/

ጨረታ መደብ

s