ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ፅሕፈት መሳሪሒ አቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን ኣይተገለፀን።
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 30/04/2016 ክሳብ 04/05/2016 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
7. ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-786075 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡
ዓይነት ንብረት
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||||
| 01 | ኮምፒተር ወረቐት | Photcopy | ብቁፅሪ | 01 | Original | |||||
| 02 | ቢሮ ሰማያዊ | ደስጣ | 02 | |||||||
| 03 | ቦክስ ፋይል ኬንት | ብቁፅሪ | 02 | |||||||
| 04 | ኮምፒተር ማውዝ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
| 05 | ኡሁ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 06 | ከለር ፕሪንተር ቀለም | J3520 | ብሴት | 02 | Exp date 2024 | |||||
| 07 | ፎቶ ኮፒ ማሽን | Canon GRP-18 Blackx2318/2420 | ቁፅሪ | 02 | ||||||