ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓቢይ ዓዲ (ተንቤን) ዝተዘጋጀዉ ንመንበሪ ዝተዳለወ 101 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ከተሓላልፍ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2016 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓቢይ ዓዲ (ተንቤን) ዝተዘጋጀዉ ንመንበሪ ዝተዳለወ 101 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ከተሓላልፍ ይደሊ።
ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ዝዕፀወሉ ዕለት ታሕሳስ 11 , 2016 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ስዓት 9:00