ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናይ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 4/4/2016 ዓም ክሳብ 8/4/2016 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ ንሕብር
2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከዉን ድማ በዓል ሞያ ምስ አረጋገፆ ይከዉን
3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4 ዝሰዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራስፖርት ናብ ቤት ዕዩና የምፅእ
5 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት መቅረባየነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከትቀርቡ ንሕብር
ተቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification/part number | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ጎማ ምስ ካላማደርኡ ብሪጂስቶን | 235/70R16 | ብቁፅሪ | 05 |
ኣድራሻ ዓዲሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስቁ 0344401875