ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ ንካዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘበኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ መሰከረም ቫት ዲክልሪሽን ዘቅርብ
2 ንዝተዳለወ ስፔስፊክሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 1 ታሕሳስ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚ ንነበስወከፍ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
3 መከበሪ ጨረታ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒአ ሒዞም ክቀርቡ አለዎም
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11 ታሕሳስ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት
5 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ
6 ኣብ ዘቀረበ መረዳእታ ዘሃሰሰ ወይድማ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባለነት የብሉን
7 ተጫረቲ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም
8 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን
10 ንተወሳኪ ሐበረታ 0914704663