ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 17, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
bidding: search status closed
  • 1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን
  • 2  መከበሪ ጨረታ ብር 30000 ሳለሳ ሽሕ ብባነክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ስም ከትሕዙ ዝክእሉ
  • 3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  • 4 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ኦርጅናል ምስ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
  • 5 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 2/4/2016 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
  • 6 ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሮ 033 ይክፈት
  • 7 ተጫረቲ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ድርጅት ማህተም ናብ ዝምልከቶ ኣካል ፌርማን ክዕርፈሉ ይግባእ
  • 8 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኮኑን ንቀፃሊ ዉን ኣብ ናይ ዕደጋ መንግስታ ከይሳተፉ ከምዝግበርን ካልኣት ኣድለይቲ ስጉምቲታት ምዉሳድ ከምዝክእል ክፈልጡ ይግባአ
  • 9 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰል አለዎ
  • 10 ዝሐሸ መማረፂ እንተተረኪቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እ
  • 11 ኣድራሻና ኣጋኣዚ ኦፕሮሽን ህንፃ ጥቃ እናዳ ማሪያም ጉግሳ ቤተክርስቲያን ንርከብ
  • 12 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s