ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ዝደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 14, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፉ ክወዳደሩ ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ
2 ንግበሪ ከፈልቲ ዝዉሃብ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓዓሸገ ፖስታ መሉኡ ካብ ዕለት 14/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ አታዊ ክገብር ዝክእል
4 ፕሮፈርማ ዕለት 18/3 /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
5 ፕሮፍርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረኪበም ይምረፅ
6 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻ ዕደጋ ቀዳም ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፊካ
0344408755