ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ህፃዉንቲ ምግቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ
3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ስፒኦ ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል
4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30 5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ እዩ
6 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/3/2016 ዓም ክሳብ 14/3/2016 ዓም ይከዉን
7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/3/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ