ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፅሬት ዘለዎ ፉርስካ : ፋጉለ ሰሊጥ : ፍሪስኪሎ: ጨዉን ኖራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 24 ጥቅምቲ 2016 ዓም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 24 ጥቅምቲ 2016 ዓም
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ጥቅምቲ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ነዚ ዝምልክት ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
2 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ መቀለ መድን ኢንሹራንስ ምድሪ ቤት ዝርከብ በሮ ኣብ ሽረ ሸራሮ መዉፅኢ ኣብ ዘሎ ናይ ጉና ቢሮ ኣብ መኮኒ ዕደጋ ዝርከብ ናይ ጉና ንግዲ ቢሮ ካብ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ከምትክእሉ ይግለፅ
3 ዝኮነ ሐበሬታ ንምርካብ ብስልኪ ቁፅሪ መቐለ 0914708814 ሽረ 0936354619 መኮኒ 0900968996