ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016
posted:ልዕሊ 3 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኮንፈርት ዳብል ፌስ ኦሪጂናል | HZJ76L | ሴት | 01 | ||
| 2 | ወልፊት | HZJ76L | ሴት | 01 | ||
| 3 | መረጋገፂ | HZJ76L | ሴት | 01 | ||
| 4 | መሪ ከቨር | HZJ76L | ብቑፅሪ | 01 | ||
| 5 | IT Android multi media navigation | 9212A4+64 | ብቑፅሪ | 01 | ||
እንክተሎም መምርሒ:
1.እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/02/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 20/02/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
2 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።
3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፧
4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::