ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዮ ዕዲጊታት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትጽድግ ትደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016
posted:ልዕሊ 3 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2% CPO
bidding: search status closed

1 ናይ ሕክምና መድሓኒት

2.ናይ ህፃናት ፐርሰናል ኣይተም

3.ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተምን

4.ናይ ምግብን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ዘማልእዎ ረቃሒታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2. VA ተመዝገብቲ ዝኮኑ:

3.ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% CPO ክትሕዝ ዝክእል::

4.ናይጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30(ቅርሺ) ጥራሕ:;

5.ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ

6. ተረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት12/02/2016ዓ/ም -21/02/2016ዓ/ም ይከውን:

7. ናይ ረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/02/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት21/02/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን::

8.ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ጨረታ መደብ

s