ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍረ-ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ / ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ንመሸጣ እናተጠቐመለን ዝፀንሐ ናይ መሸጢ ካሽ ማሽን ሬጅስተር ክሰርሓ ስለዘይኻኣላ ንካሊእ ረብሓ ንዝጥቀመለን ኣካል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ኣብ 2011ዓ/ም ኣብ እዋኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ግብሪ ናይ 2011ዓ/ም ኣብ እዋኑ ዝኸፈለ
3 መኸበሪ ጨረታ ብር 2000 ኣብዝተፈጠ ባንኪ ብስፒኦ ዘትሕዝ
4 ንግዲ ፍቃድን ንግዲ ምዝገባ ከምኡ እዉን ቫት ሰርተፊኬት እንተሃልይዎ ምስ ዝርዝር ዋጋ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ኣለዎ
5 ካብ ዕለት 20//2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 ጨረታ ብዕለት 25/02/2013ዓ/ ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ ብዕለት 26/02/2013 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 38 70 12 22