ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ተምሃሮ ዝዉል ዝተፈላለዩ ጥር ምር መቅርብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 10:01 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 10:02 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዝ ዝክእል

3 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ  እዚ ዝፀወሉ ዕለት 20/2/2013 ዓም ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 26/2/2013 ዓም ሰዓት 400 ይከዉን

 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 559 98 47 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s