ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ማዳበርያ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2013 9:15 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
bidding: search status closed
1 ብናይ ደረቕ ፅዕነት ትራንስፖርት ናይ 2016 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ መኽፈሊ ቲን ቁፅሪ
2 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብር 50,00.00 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ዝሰዓሮ መጠን ማዳበርያ ካብ ዝተፈለጠ ሕጋዊ እዉቅና ዘለዎ እንሹራንስ ናይ መድሕን ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል
4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ 17/02/2013ዓ/ም ከሳብ 26/02/2013ዓ/ም ካብ ዋና ቢሮ ከተማ መቀለ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 ተጫረቲ ምስ ሰነድ ተተሓሒዙ ብዝቐርብ ቅጥዒ መሰረት ዋጋ መሊኦም ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይግባእ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 26/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 9:15 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቱ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
7 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤
8 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
9 ጨረታ መጠን በዝሒ 5 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 99 13 /03 44 41 08 30/034415064
ኣድራሻና . ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ካልኣይ ደብሪ