ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ንኒሳን መኪና ሞዴል Zna (Rich) ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን
2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ክሳብ 09/02/2013ዓ/ም 9፡00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69