ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኹ ከፀግን ስለዝደለየ ዉልቀ ደቀቅቲ ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ከምኡ እዉን ሕ/ስ/ማሕበራት ብብርኪ 8ተ BC ወይ ድማ GC ናይ ተኻናተርቲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ናይ ተጫረቲ ዝርዝር መዐቀኒ ዘማላእኩምን ፍቃድ ዘለኩምን

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለድስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 28/01/2013ዓ/ምክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁሪ 302 ምዉሳድ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት  4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s