ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2013 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 30, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ
2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77