ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ከተማ ኣክሱም ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተረኮቦም 194 ኩንታል ፃዕዳ ጣፍ ብብርኪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 27, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 12,000.00
bidding: search status closed
1 ዝኮነ ይኩን ሰበ ክጫረት ይክእል እዩ
2 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ቼክ 12000.00 ክትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ሰዓርቲ ኣብ ዝኮኑሉ እዋን ሙሉእ ብሙሉእ ገንዘብ ክኮፍሉ ዝክእሉ
4 ተጫረቲ ሰዓርቲ ካብ ምኻኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ናይ ዘሎዎ ዋጋ ሙሉእ ብሙሉእ ብምክፋል ንብረቶም ከልዕሉ ዝክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 6 ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል
6 ጨረታ ክፉት ዝኮነሉ ካብ 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2013ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኾይኑ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።
7እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347-755213ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡