ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ኣብ ከተሙኡ ንዘሎ ፀገማት ፣ ናይ ኮምፕተራት ፣ ጣዉላን ዉፅኢት ፈርኒቸር ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዮን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ንምፍታሕ ሕጋዊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቕረባይነት
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ጨረታ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 እቲ ጨረታ 06/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
6 መኸበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ /03 43 24 00 11