ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/01/2013 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87

ጨረታ መደብ

s