ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ /ከነሕትም/ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 27, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 29/01/2013 ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 54 76

ጨረታ መደብ

s