ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዲኮር ተዓዲጉ ንክቐርብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል
2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ
3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር
4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/01/2013ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም