ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑን ፣ ባትሪን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2013 9:02 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ 2012ዓ/ም ዘሐደሱ ምኻኖም መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ክፋሊ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 27/01/2013ዓ/ም ስዓት 9:00 ንክተቕርቡ ነተሓሳስብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481963/0914-741334/09 19 74 7273 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s