ደስታ ኣልኮልን መስተታትን ፋብሪካ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ጥረ ኣቅሓ ሒዞም ዝመፁ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ባዶ መትሓዚ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 19, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ን ምዝገባ ቲን ቁፅሪን ዘለኩም እዚ ጨረታ እዚይ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝርዝር ንብረት ዝገልፅ ሰነድ ካብ ፋብሪካኖ ቢሮ መምርሒ ፋይናስ ምዉሳድ ንሕድሕድ ንብረት እትዕድጉሉ ዋጋ መሊእኹም ብስም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቕርቡ እትኽእሉ ምኻንኹም እናዓደምና ትካል እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ /03 44 42 12 88

ጨረታ መደብ

s