ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ 4 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ መኪና ክራይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣ ካላዉዶ ዝገበረት፣ ሳልሳይ ወገን ዝእተዋ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 13/01/2013ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕ ዝክእል
4 እቲ ጨረታ ዕለት 13/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ይዕፀዉ
5 እቲ ጨረታ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት
6 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ
7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝን እቲ ንብረት ኣድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77