ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 14, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት
2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 13/01/2013 ዓም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/01/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 02:30 ይከዉን
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420