ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2013 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ
2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77