ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ናዉቲ ፅሬትን፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሰነ2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጡሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዉሕስና ጨረታ 20,000 ብመልክዕ ብስፒኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝተወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ክትወስዱ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን መሊኢኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ከተቅርቡ እትክእሉ

5  ጨረታ 18/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

6 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልታት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ ከረክብ አለዎ

7 እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05 44 /03 44 41 05 46

ጨረታ መደብ