ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ሞተር ሳይክላት በዝሒ 10 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢን ዝኾኑ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000.00 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፍል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 360 ክወስድ ይክእሉ
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 07/01/2013ክሳብ 25/01/2013ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
8 እቲ ጨረታ 25/01/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44