ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክንሕትም ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም /

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 7, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ክሳብ 08/01/2013ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 45 55 94 432

ጨረታ መደብ

s