ኮሌጅ ኣርኣያ ዘርሁን ንመኪና ሞዴል 166 ናይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ
5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 08/01/2013ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ
6 ፕሮፎርማ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30
7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን
8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 94 98