ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2013 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57