ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ መኪና መከላከሊ ኬላ ከነስርሐ ስለ ዝደለና 2ይ ግዜ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቕርቡ ትክእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70