ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ስፔር ሞዴል መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም
3 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ
5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ክሳብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይከዉን
ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 46 11 21