ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ተዓፅዩ ዕለት 29/12/2012 ሰዓት04፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4440 47 15

ጨረታ መደብ