ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/12/2012 ዓ/ም እስካብ 25/12/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/12/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/12/2012 ሰዓት 09፡10

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42400158ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ