ትካልና ቴካፍ ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንመለዋወጢ ኣቅሑት ትራክተራት ፣ ሶናሊካ፣ ንኤጄንት ወይ ድማ ንዉክልና አወዳዲሩ ብክንትራት ወይም ድማ ብግዚያዉነት ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብንግዲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ዝተሓደሰ
2 ናይ ባዕሉኩም ወይ ድማ ክራይ መሸጢ ቦታ ዘለኩም እኩል መከዘኒ ቦታ ዘለኩም መረዳእታ እተቅርቡ
3 ንስራሕ መከየዲ ክሳብ 500,000.00 ቅርሺ ምምዳብ እትክእሉ ነዚ ንምርጋፅ ድማ ስቴትመንት ባንክ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ሕጋዊ ዝተሓተመ ቅብሊት ማለት እዉን ካሽ ሬጅስተር ዘለኩም
5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልትን ሰዓትን ኣይገልፅን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልትን ሰዓትን ኣይገልፅን