ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ መኾኒ ን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ መጋጣጠሚ ኣቅሑት መኪና ብመደበኛ በጀት ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘፈር ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፣ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
3 ተጫረቲ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል
4 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ዝገብር
5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ክሳብ 04/13/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ 04/13/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡
7 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 74 58 04 53/09 14 55 69 91 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡