ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ኣቅሑ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2012 3:03 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ ዕለት 21/12/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 21/12/ 2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23