ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝረከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ሰለዝደለየ ካብዚ ቀፂሊ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካላት ክተወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ኮፒ ከተታሓሕዙ እትኽእሉ
2 ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበኩም ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ኽኸዉን ኣለዎ ቲኦቲ ምዝጉብ እንተኾይኖም እዉን ዘቅርብዎ ዋጋ ቲኦቲ ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ
4ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ
5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 11/12/2012ዓ/ም ክሳብ 25/12/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሽጉ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት
6 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 41 85 56