ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፅኢት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ካርድ መለለይ መንነት ኣባላት ነጋዶ

ስፍሓት 14ሳ.ሜ *10

ረጉድ ሽፋን

ሕቡሩ ደሚቕ ሰማያዊ

ካብ 2-7 ዉሽጡ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለ ዝብል ደቂቕ ሕቡእ ፅሑፍ ዘለዎ

ሎጎ ብንፁር ዝረአ ቕድሚ ሕትመት ዲዛይን ሰርሑ ከርኢ ዝኽእልን ባላከሮን

ብቁፅሪ

2500

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 06/12/2012 ክሳብ 09/12/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 402529 / 03 44 41 44 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s